ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሌጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ ኣብ ምፍራይ ብቑዓት ሓካይም ዓቢ ተራ ከምዘለዎ ተገሊጹ


ኮሌጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ ብብግዚኡ ዘመርቕዎም ሞያውያን ሓካይም ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተስብ ዓቢ ኣበርክቶ ከምዘለዎ ዲን ናይ’ቲ ኮሌጅ ኣሶሸትድ ፕሮፈሰር የማነ ስዩም ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሩ።

ኣብ ፈለማ 90ታት ውሑድ ዝነበር ቁጽሪ ዶክተራት ኣብዚ ሕጂ እዋን ወሲኹ ብምህላዉ ሓደ ዶክተር ን35 ሽሕ ሕሙማት ዝነበር እቲ መጠን ሓደ ዶክተር ን16 ሽሕ ሕሙማት ጺሑ ከምዘሎ ጸብጻባት ሚንስትሪ ጥዕና የመልክቱ። መማህራንን፡ተማሃሮን ተመረቕትን ብወገኖም እቲ ዝወሃብ ናይ ክልሰ ሓሳብን ግብርን ትምህርቲ ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ንዘሎ ጸገማት ጥዕና ንምፍታሕ ኣዝዩ ሓጋዚ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG