ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክኢላታት: ኣልሸባብ ኣታዊ ከይረኽብ ምግባር ቀሊል ከምዘይከውን ይገልጹ


ፋይል - ካብ መጥቓዕቲታት ኣል ሸባብ
ፋይል - ካብ መጥቓዕቲታት ኣል ሸባብ

ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሽኽ ማሕሙድ ንኹሉ ምንጭታት አታዊ አሸባሪ ጉጅለ ግብረሽበራ አልሸባብ ንምዕፃው ቃል አትዮም።

እቲ እስላማዊ ጥሩፍ ጉጅለ ዝቆፃፀሮ ከባቢታት ካብ ዝእክቦ ግብሪ ሚልዮናት ዶላራት ከምዝረክብ ይእመን።

ኪኢላታት ጸጥታግን እቲ ጉጅለ ግብረሽበራ ገንዘብ ከይረክብ ምግባር ቀሊል ከምዘይኸዉን ይገልፁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG