ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክታበት ጸረ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሰብ ክፍተን’ዩ


ተመራመርቲ ቻይና ነፍሲ ወከፍ ምንቅስቃስ ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት ዝረከብዎ ካብ ዝገልጹን ኩባንያ ባዮቴክ ሞደርና ክታበት ንፈተነ ናብ ሃገራዊ ኢንስቲዩት ኤነርጂን ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ዝለአኽ ሽዱሽተ ሰሙን ኣቑጺሩ’ሎ።

እዚ ኣብ ምምዕባል ዝርከብ ክታበት ከም ዓወት ተራእዩ’ሎ። ካልኦት ሓያለ ኩባንያታት ንፈተነ ዝኸውን ክታበት ይሰርሑ ኣለው።

እንተኾነ ንደሕንነትን ብቕዓትን ሓደ ክታበት ንምፍታን ካብ 12 – 18 ኣዋርሕ ከምዝወስድ’ዩ ሰበ ስልጣን ዝገልጹ፡ ሓደ ክታበት ፈተነ እንተሓለፈ’ውን እኹል ንምፍራይን ንምክፍፋልን ንጠለባት ኣብ ምምላእን’ውን ካልእ ዕንቅፋት’ዩ ምክንያቱ እቲ ሕማም ኣብዚ ሕጂ እዋን ዓለምለኻዊ ለበዳ ኮይኑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ክታበት ጸረ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሰብ ክፍተን’ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:48 0:00


XS
SM
MD
LG