ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ኣባላት መሪሕነት ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ምእሳሮም እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ


ክልተ ኣባላት መሪሕነት ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ምእሳሮም እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ። ሳልሳይ ወያነ ትግራይ "ምክትል አቦመንበር ክፍሊ ፖለቲካ ኣቶ አሉላ ሃይሉን ሓላፊ ፋይናንስ’ቲ ፓርቲ ኣቶ ካሕሳይ ሃይሉን፣ ኣብ መቐለ ካብ ሓደ እንዳ ካፌ ብወትሃደራት ተዓፊኖም ከምዝተወሰዱን እቲ ተግባር’ቲ ንተበግሶ ሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ዝዓግት እዩ" ኢሉዎ ኣሎ ። ነዚ ምዕባለ ኣመልኪቱ ካብ ዝምልከቶም ኣካላት ግብረ መልሲ ንምርካብ ዝተገብረ ጻዕሪ ኣይሰለጠን::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG