ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ኦሮሚያ: ንብልጽግና ፓርቲ ድጋፍ ንምርኣይ ኣብ ዝተኻየዱ ሰልፍታት፡ ጥሕሰት ሕጊ ምፍጻሙ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ


ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንብልጽግና ፓርቲ ድጋፍ ንምርኣይ ኣብ ዝተኻየዱ ሰልፍታት፡ ጥሕሰት ሕጊ ምፍጻሙን ንሽም ካልኦት ሕጋዊ ፓርትታት ፖለቲካ ዘጸልም መልእኽቲ ምትሕልላፉን ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ቤት ጽሕፈት ብልጽግና ፓርቲ ኦሮሚያ ብወገኑ፡ እቲ ሰልፊ ዝተዳለወ ብህዝቢ`ዩ- እቶም ዝተነቕፉ ድማ ጽንፋውያን`ዮም ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG