ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ኣምሓራ: ብሞያ ሕክምና ሰልጢኖም ኣብ ስራሕ ከይተዋፈሩ ዝጸንሑ መንእሰያት ነጻ ኣገልግሎት ይህቡ


ከተማ ባህርዳር
ከተማ ባህርዳር

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሞያ ሕክምና ሰልጢኖም ኣብ ስራሕ ከይተዋፈሩ ዝጸንሑ መንእሰያት ናብቶም ብኹናት ዝዓነዉ ትካላት ጥዕናን ተመዛበልቲ ዝተዓቁብሉን ተንቀሳቂሶም ነጻ ኣገልግሎት ሕክምና ይህቡ'ለዉ።

ድምጺ ኣመሪካ ካብ ዘዘራረቦም ሓኻይም ዶክተር እለኔ ኣስጨንቅን ዶክተር መሓሪ በቃሉን እቲ ሞያ ዝሓቶ ስነ ምግባር ምፍጻም ግደትኦም ምኻኑ ተዛሪቦም።

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ኹናት 11 ሚልዮን ዜጋታት ተመዛብሎም ኣብ መዕቆቢ ይርከቡ ዝበለት ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ሎሚ ቅነ ልዕሊ 400 ሽሕ ናብ ከባቢኦም ከም ዝተመልሱ ናይቲ ክልል ኮሚሽን ምክልኽል ሓደጋን ውሕስነት መግብን ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG