ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ: ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ሰለስተ ወረዳታት ከምዝተራእየ ተገሊጹ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ፥ ካብ ቅድሚ ትማሊ ጀሚሩ ፥ ዕስለ ኣንበጣ፥ ኣብ ሰለስተ ወረዳታት ከም ዝተራእየ ቤት ጽሕፈት ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።

እቲ ዕስለ፥ ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተወሰነ ዘራእቲ ጉድኣት ከም ዘውረደ ቤት ጽሕፈት ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ብምጥቃስ፥ ናይቲ ጉድኣት መጠን ገና ይጽናዕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG