ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ: ወራር ኣምበጣ ዘብጽሖ ጉድኣት ንምንካይ ዘራእቲ ናይ ምእካብ ስራሕ ይካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ


ኣብ ክልል ትግራይ ዝተራእየ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምክልኻል ዘበፅሑ ዘራእቲ ናይ ምእካብ ስራሕቲ ይፍፀም ኣሎ ክብል ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ::

እቲ ቢሮ ከምዝሓበሮ ዘበፅሑ ዘራእቲ ኣብ ምዕፃድን ምእካብን ነበርቲ እቲ ክልል ናብ ግራት ሓረስቶት ብምኻድ ይሕግዙ ኣለዉ ኢሉ::

እቲ ዕስለ ኣምበጣ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ 29 ወረዳታት ተዛምትቱ ይርከብ ተባሂሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG