ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ: ኣብ ምክልኻል ዕስለ ኣምበጣ ዝወፈሩ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን


ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ትግራይ ንምክልኻል ኣብቲ ክልል ዝነብሩ ኤርትራውያን ምስ ተጋሩ ብሓባር ብምዃን ይሳተፉ ኣለዉ::

ብሓባር ኮይኖም እቲ ዕስለ ኣንበጣ ምክልኻሎም ዘለዎ ረብሓን ብተወሳኺ ድማ ዘለዎ ትርጉም ጠሚቱ ክልተ ሰባት ኣዘራሪብና ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ክልል ትግራይ: ኣብ ምክልኻል ዕስለ ኣምበጣ ዝወፈሩ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:47 0:00


XS
SM
MD
LG