ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ አድላይ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ብምጥቃም ምርጫ ከካይድ ይክእል'ዩ ተባሂሉ


ኣብ ክልል ትግራይ ኣድላዪ መከላኸሊ መንገዲ ቫይረስ ኮሮና ብምጥቃም ናይ ባዕልና ምርጫ ክነካይድ ኢና ክብሉ ምክትል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣፍሊጦም::

ዶክተር ደብረፅዮን ከምዝገለፅዎ እቲ ምርጫዝካየድ ብሕገመንግስታዊ መንገዲን ቦርድ ምርጫ ዝሳተፈሉ እዩ ኢሎም::

ንሶም ወሲኾም ብደረጃ ፌደራል ድማ ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ዘሳተፈ ብዛዕባ ቐፃሊ እታ ሃገር ዝመርሕ መንግስትን ምርጫን ሃገራዊ መድረኽ ዘት ክዳለው ይግባእ ክብሉ ተዛሪቦም::

እቶም ምክትል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንማዕኸናት ዜና እቲ ክልል ንዝሃብዎ መግለጺ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::


XS
SM
MD
LG