ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ፡ ህዝቢ ዓዲ ዳዕሮ ድምፅና ይሰማዕ ክብል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዱ


ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ዋና ከተማ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ክልል ትግራይ ፍትሒ ሲኢና ብምባል ድምጽና ይሰማዕ ዝብሉ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።ኣብ ገምጋማዊ ፅሬት ዝቀነየ ነባሪ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ቤት ፍርዲ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ መጥቓዕቲ ንዘብፀሐ አባል ፖሊስ ብዋሕሰ ብምልቃቑ ተቃውሞኦም ንምግላፅ ሰላማዊ ሰልፊ ምክያዶም ሓቢሮም ኣለው።

ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ንኣተሓባባሪ እቲ ሰልፊ ሌተናል ኮረኔል መኮነን ኣማረን ንምክትል ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ኣዘራሪብና ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG