ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ንዝተቐትሉ 200 ዜጋታት ንምዝካር ሰለስተ ናይ ሓዘን መዓልታት ኣዊጁ

ክልል ዓፋር
ክልል ዓፋር

ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር፣ ነቶም ኣብ ጋሊኮማ ብህወሓት እዮም ተቀቲሎም ዝበሎም ልዕሊ 200 ሰላማዊያን ሰባት ንምዝካር ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ከምዝኣወጀ ተፈሊጡ።

ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብወገኖም "ኣብ ጋሊኮማ ዝነበረ መኽዘን መግቢ ዘቃጸለ፣ ይሃድም ዝነበረ ሰራዊት መንግስቲ እዩ" ከምዝበለ ዝዝከር እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ንዝተቐትሉ 200 ዜጋታት ንምዝካር ሰለስተ ናይ ሓዘን መዓልታት ኣዊጁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:24 0:00


XS
SM
MD
LG