ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ክልል ሶማል ዝተፈጥረ ግጭት ደው ክብል ጸዊዑ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ዝተፈጥረ ጎንፂ ምኽንያት ብምግባር ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም መግለፂ ዘውፅአ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ እቲ ግጭት ብህፁፅ ደው ክብል ፀዊዑ።

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም መግለፂ ዘውጽኣ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መንግስቲ ፌዴራልን መንግስት ክልል ኢትዮ-ሶማልን ዝተፈጥረ ፀገም ብዝተረጋግዐን ውሕሉል ብዝኾነን ኣግባብ ብምእላይ ሰላምን ድሕንነትን ህዝብ ንምርግጋፅ ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ፡፡

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG