ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬንያ: 1 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ቫይረስኮሮና ምእታዋ ተገሊጹ

ኬንያ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ዶዝ ወይ መጠን ክታበት ኮሮናቫይረስ ከምዘእተወት ሚኒስትሪ ጥዕና'ታ ሃገር ኣፍሊጡ።ክታበት ቀዳምነት ንሰብሞያ ጥዕናን ከምዝወሃብ ሚኒስትሪ ጥዕና ኬንያ ሓቢሩ'ሎ።

ሚኒስትር ጥዕና እታ ሃገር ሙታሂ ካግዌ ኬንያ 1.2 ሚሊዮን ዶዝ ኣስትራዘኒካ ዝተባህለ ክታበት ኮቪድ 19 ምእታዋን ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ ዝተረኸብሉ ስነስርዓት ርኽክብ ምፍጻሙን ተሓቢሩ'ሎ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG