ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬንያ:ኣብ ውሽጣዊ ግጭት ሶማል ተራ ኔርዋ ዝብል ክሲ ነጺጋ


ኬንያ: ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስቲ ሶማልን ክፍለ ግዝኣት ጁባላንድን ኣብዚ ሰሙን 20 ሰባት ዝተቐተልሉ ግጭት ክልዓዐል ሰሪሓ ንዝብል ንዘቕረበቶ ክሲ ነፂጋ።ሶማል ድሕሪ እቲ ፖለቲካዊ ወጥሪን ፀገማት ፀጥታን ጎረቤታ ኬንያ ከምዘላቶ ትኸስስ።

ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኬንያ ሳይረስ ኦጉና ሎሚ ሓሙስ ኣብ ናይሮቢ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ሃገሮም ኣብ መንጎ ምምሕዳር ሞቓድሾን ክፍለ ግዝኣት ጁባላንድን ምስ ዝተፈጥረ ወጥሪ ዘራኽብ የብላን ኢሎም።

XS
SM
MD
LG