ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬቨን ማካርቲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ብምዃን ቃለ ምሓላ ፈፂሞም

ኬቨን ማካርቲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ብምዃን ቃለ ምሓላ ፈፂሞም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00

ኬቨን ማካርቲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ብምዃን ቃለ ምሓላ ፈፂሞም

ኬቨን ማካርቲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ብምዃን ቃለ ምሓላ ፈፂሞም ኣለው። ሪፓብሊካዊያን ሓገግቲ ኣብ ኣጀንድኦም ምስራሕ ክጅምሩ እዮም።

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ንምምራፅ ኣርባዕተ መዓልታት መሪር ዘይምስምማዕ ወዲኡ።ሕጂ ግን ናይቲ ህዝቢ ሕቶ ኣብ ኢድ ኣፈጉባኤ ኬቨን ማካርቲ ወዲቑ ኣሎ።ንምምሕዳር ባይደን ከምዝቆፃፀሩዎ ንሪፓብሊካዊያን መዘናታቶምን ንህዝቢ ኣመሪካን ቃል ኣትዮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG