ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬብሮን ናይ ተራድኦ ማሕበር ንጽጉማት ተማሃሮ ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዙ


መንእሰያት ከተማ መቐለ “ሓደ እሹግ ንሓደ ህፃን” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ ኣብ ጎደና ዳስ ተኺሎም ዝኣከብዎን ንለገስቲ ኣካላት ኣተሓባቢሮም ዝረኸብዎ ናውቲ ትምህርቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ተማሃሮ ሓገዝ ገይሮም።

እቶም መናእሰይ ኬብሮን ተራድኦ ማሕበር ዝበሃል ትካል ኣጣይሾም ይሰርሑ ከምዘለውን ኣብዚ ክራማት 1000 እሹግ ናይ ትምህርቲ ናውቲ ኣኪቦም ንፅጉማት ተማሃሮ ኣከፋፊሎም።

ካብቲ ዝረኸብዎ እቲ 50 ሚእታዊት ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝተመዛበሉ ተወላዶ ትግራይ ክውዕል ገይሮም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኬብሮን ናይ ተራድኦ ማሕበር ንጽጉማት ተማሃሮ ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:01 0:00

XS
SM
MD
LG