ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ 771 ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ክሳብ 612 ዓ/ም ዝነበረት ከተማን ቤተ እምነትን ኣብ ክልል ትግራይ ተረኺባ


ካብ 771 ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ክሳብ 612 ዓ/ም ዝነበረት ከተማን ቤተ እምነትን ኣብ ክልል ትግራይ ተረኺባ::

እቲ ጥንታዊት ቦታ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ዝርከብ ኮይኑ ዘመነ ስልጣነ ደኣማት (ይሓ) ምስ ስልጣነ ኣክሱም ዘራኽብ እዩ ተባሂሉ::

ኣብዚ ጉዳይ ጠሚቱ ሙሉጌታ ኣፅብሃ ኣብቲ ኳዕቲ ካብ ዝነበሩ ተሳተፍቲ ኣብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ በዓል ሞያ ስነ ኳዕቲ ኣይተ ግደይ ገብረእግዚኣብሄር ኣዘራሪቡ ኣሎ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG