ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ጀመርቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣቶ በርሀ ሓጎስ፡ `ጥማዕ ታሪኽ` ትብል መጽሓፍ ኣሕቲሙ


ካብ ቀዳሞት ተጋደልቲ ሕወሓት`ዩ። ቅድሚ ሕወሓት ኣዲስ ኣበባ ምእታዉ ጀሚሩ ኣብ ስደት ኣብ ካናዳ ይነብር። ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ዲያስፖራ ተጋሩ ተረኺቡ “ጥማዕ ታሪኽ” ትብል መጽሓፍ ኣመሪቑ`ሎ።

ብዛዕባ ኣመዓባብላ ቃልሲታት ኢትዮጵያ ምስ ናቱ ተመክሮ ብምትሕሓዝ ዝተጻሕፈት`ያ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ካብ ጀመርቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣቶ በርሀ ሓጎስ፡ `ጥማዕ ታሪኽ ` ትብል መጽሓፍ ኣሕቲሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:02 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG