ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ክልላት ቤንሻንጉል ጉምዝን ኦሮምያን ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንዝኸፍአ ጸገም ምቕልዖም ገሊጾም


ካብ ክልል ኦሮምያ ዝተመዛበሉ ዜጋታት - ፋይል
ካብ ክልል ኦሮምያ ዝተመዛበሉ ዜጋታት - ፋይል

ካብ ክልላት ኦሮምያን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ተመዛቢሎም ኣብ ፍኖተ ሰላም ዝጸንሑ፣ ሎሚ’ውን ንዝኸፍአ ጸገም ተቃሊዖም ከምዘለው ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም።

እቶም ተፈናቀልቲ ሳኣን መዕቆቢ ስፍራ፣ ኣብ እንዳ ውልቀ ሰባት ተጸጊዖምን ኣብ ጎደና ይሓድሩን ከምዘለው፣ ብሕልፊ ማይ ኣብ ዝወቅዐሉ እዋን ምሒር ከምዝጽገሙ ጠቂሶም።

ኮምሽነር ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና መግቢን ክልል ኣምሓራ ኣቶ ዘላለም ልጃለም ብወገኖም ጸገም ከምዘሎ ኣሚኖም፣ እቶም ካብ ክልል ኦሮምያ ዝተፈናቀሉ ሰባት፣ ኣብ 13 ወረዳታት ክልል ኦሮምያ ንምስፋር፣ ምድላዋት ይግበሩ ከምዘለው ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG