ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ንዝናብርኦም ዜጋታት ምሕጋዝ ናይ ኩሉ ሓላፍነት’ዩ” ነበርቲ ኣስመራ

ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብ1 ሚያዝያ ዝወጸ’ ኩሉ ሰብ ኣብ ቤቱ ክጸንሕ ዘገድድ’ ናይ ህጹጽ ግዜ ኣዋጅ ምንዋሕ ንድሕነት ህዝቢ ተባሂሉ ዝተወስደ ስጉምቲ ብምዃኑ ንተግባራውነቱ ክምዝሰርሑ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርት ኣስመራ ተዛሪቦም ።ብ”ምኽንያት ምንዋሕ ናይ’ቲ ኣዋጅ ንዝህሰዩ ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ዝናብርኦም ዜጋታት ምሕጋዝ ናይ ኩሉ ሓላፍናት እዩ” ክብሉ እቶም ወሃብቲ ርእይቶ ተዛሪቦም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

“ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ንዝናብርኦም ዜጋታት ምሕጋዝ ናይ ኩሉ ሓላፍነት’ዩ” ነበርቲ ኣስመራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:41 0:00



This item is part of
​
XS
SM
MD
LG