ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘ካቢ’ ንኤርትራዊያን ስደተኛታት ብነጻ ስልጠና ዝህብ ትካል


‘ካቢ’ ዝተባህለ ንትርፊ ዘይሰርሕ ትካል ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ነጻ ናይ ትምህርቲ ዕድል ይህብ። እዚ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ብዝርከቡ ኤርትራዊያን ዝመሓደርን ዝምወልን ኮይኑ ንዝሓለፈ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ብሽዱሽተ ዓውድታት ስልጠና ኣብ ከተማ ካርቱም ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ይህብ ኣሎ።

ካብ ቀንዲ መስረቲ’ቲ ትካል ዝኾነ ኣልኣዛር ሓሸሊት፡ ነቲ ኣብ ሰለስተ ቦታታት ኣብ ከተማ ካርቱም ዝወሃብ ስልጠና ዘተሓባበር ዮናስ ኢዮብ ከምኡ’ውን ንክልተ ካብ ተምሃሮ ኣዘራሪብና ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

‘ካቢ’ ንኤርትራዊያን ስደተኛታት ብነጻ ስልጠና ዝህብ ትካል
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:15 0:00



XS
SM
MD
LG