ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካቢነ ክልል ሶማሌ ብደርቂ ንዝተጎድኡ ነበርቲ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ብር ምምዳቡ ኣፍሊጡ

ካብነ ክልላዊ መንግስቲ ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ካብ ገጠር ናብ ከተማ ዝተመዛበሉን ኣብ ውሽጢ ከተማ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ነበርትን ንምሕጋዝ 70 ሚሊዮን ብር መዲቡ።በቲ ድርቂ 1.1ሚሊዮን እንስሳት ዘቤት ምማተንን ልዕሊ 3.6 ሚሊዮን ሰባት ብድርቂ ምጉድኦም እቲ ክልል ኣፍሊጡ ኣሎ ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG