ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካሜሮንን ኮንጎ ብራዚልን ንምጉዳል ሃድን እንሰሳ ዘገዳም ዶባት ክሕንጽጽ ተሰማሚዓን


ሰበ ስልጣን ካሜሩንን ኮንጎ ብራዚልን ብሰንኪ ሃብቲ ጫካን እንሰሳታት ዘገዳምን ኣብ መንጎ ማሕበረሰባት ንዝፍጠር ምስሕሓባት ንምንካይ 100 ዓመት ዝዕድሚኡ ዶባት እተን ሃገራት ንምሕንጻጽ ተሰማሚዖም።

እቲ ውዕል ዝሰዓበ ድሕሪ ኣብ ወርሒ ግንቦት ምስ ጋቦን ኣብ ወርሒ ሰነ ድማ ምስ ሪፑብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ተመሳሳሊ ስምምዓት'ዩ።

ፍሉጥ ዶባት ምህላዉ ንዘሎ ሃድን እንሰሳታት ዘገዳም ንምቁጽጻር ዝሓሽ እዩ ክብሉ ዶባት ክሕንጸጽ ዝድግፉ ወገናት ይገልጹ።

XS
SM
MD
LG