ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካመላ ሃሪስ: ንሓጺር እዋን ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይነን


ፕረዚደንት ጆ ባይን ሎሚ ዓርቢ ንሓደ ሰዓት 25 ደቒቕን ኣብ ዝነበሮም ክትትል ሕክምና መዝነቶም ንምክትሎም ካመላ ሃሪስ ብምትሕልላፍ ካመላ ሃሪስ ኣብ ታሪክ ኣመሪካ ዋላ'ዃ ንሓጺር እዋን እንተኾነ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕረዚደንት'ታ ሃገር ኮይነን::

ብመሰረት መግለጺ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ከባቢ 11:35 ቕድሚ ቐትሪ ብኣቆጻጽራ ዋሽንግተን ዲሲ ናብ ስርሖም ምምላሶም ተሓቢሩ'ሎ::

XS
SM
MD
LG