ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካልኣይ ዓለምለኸ ኮንፈረስ ኣብ ዓውድታት ሳይንስን ምህዞን ዝነጥፋ ደቂ ኣንስትዮ


ዩኒቨርስቲ መቐለ ዘዳለዎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣመራርሓ፣ ሳይንስ፣ ምህዞን ቢዝነስን ዘለወን ተሳትፎ ዘሕይል ካልኣይ ዓለምለኸ ኮንፈረስ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ኮንፈረንስ ደቂ ኣንስትዮን ኣባላት ካቢኔ ሚንስትራት ካልኦት ኣብነታዊያንን ዕውታትን ደቂ ኣንስትዮ ተረኺበን ተመክሮኣን አካፊለን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG