ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ኩናት ንምትራፍ ክንብል ሓይልና ብምጥንኻር ተሰናዲእና"ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል


"ኩናት ንምትራፍ ክንብል ሓይልና ብምጥንኻር ተሰናዲእና" ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ተዛሪቦም::

እቶም ርእሰ ምምሕዳር "ስልጣን መንግስቲ ፌደራል ዝሓዘ ሓይሊ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይፍፅሞ ካብ ዝነበረ ሽርሒ ናብ ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ይሰጋገር ስለዘሎ ህዝቢ እቲ ክልል ምድላዋቱ ከጠናኽር ይግባእ" ንናይቲ ክልል ማዕኸናት ዜና ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኣፍሊጦም:::

ፀገም'ዛ ሃገር ንምፍታሕ ኩሉ ዘሳተፈ ዘተ ክዳለው ይግባእ ኢሎም::


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG