No media source currently available
ኣብ ስታድዮም ከተማ ዓደን የመን ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ናብ ካልእ ሃገር ኮነ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዘይኸአሉ ይገልጹ።ብተወሳኺ መግቢ ኾነ ማይ ከምዘይብሎም ይገልጹ ኣለው።