ዋሽንግተን —
ኩነታት ኣብ ካይሮ ግብጺ ንልዕሊ 9- ዓመታት ዝተኣስሩ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት: ከምኡ'ዉን ንዓኣቶም ንምፍታሕ ምንቅስቃስ ዝገብሩ ዘለውን ርእይቶ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ብዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ግብጺ ምላሽ ንምርካብ ዝተገብረ ፈተነ ግን አይሰለጠን።