ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩነታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣቓልቦ ክረኽብ ኤርትራዊያን ነበርቲ ኣውሮጳ ጉዕዞ ብሽክለታ የካይዱ


ኩነታት እቶም ኣብ ሊብያ ተገዲዖም ዘለው ኤርትራዊያን ኣፍልጦ ህዝቢ ዓለም ንምዕባይን ትኹረት ዝምልከቶም አካላት ንምርካብ ኣብ ኣውሮጳ ዝነብሩ ኤርትራዊያን 'ጉዕዞ ብሽክለታ ንፍትሒ' ብዝብል ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ጉዕዞ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ጀሚሮም ኣለው።

ንገለ ካብኣቶም ኣዘራሪብና ኣለና ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG