ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩነታት ተመዛበልቲ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ክልል ትግራይ ድሕሪ ምቁራጽ ሓገዝ


ኩነታት ተመዛበልቲ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ክልል ትግራይ ድሕሪ ምቁራጽ ሓገዝ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:27 0:00

ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ንመንበሪታቶም ክምለሱ ተስፋ ገይሮም ዝነበሩ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ ክልል ትግራይ ምስ ምቍራጽ ሓገዝ እታ ዝጸንሓቶም ንእሽቶ ተስፋ’ውን ኣብ ምስኣን ከም ዘለዉ ይገልጹ። ኣብዚ ዝያዳ ተሃሰይቲ ደቀንስትዮን ህጻናትን’ዮም።

​
XS
SM
MD
LG