ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩባንያ መድሃኒት ሞደርና ንትሕቲ 6 ዓመት ህጻናት ዝኸውን ክታበት ምድላው ይገልጽ


ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ኣፍራይ መድሃኒት ኩባንያ ሞደርና፡ ንናጽላ ህጻናትን ቅድሚ ትምህርቲ ዘለዉ ቆልዑትን ዝኸውን ክታበት ኮቪድ19 ኣፍርየ ይብል ኣሎ።

ተቖጻጸርቲ መድሃኒት ኣመሪካ እንተ ኣጽዲቖሞ፡ ካብ ዝመጽእ ክረምቲ ጀሚሩ ንዕሸላት ንእስ ዝበለ ክታበት ክወሃብ ክጅምር`ዩ ማለት`ዩ።

ክታበት ሞደርና ኣብ ካልኦት ሃገራት ንዕብይ ዝበሉ ቆልዑት ክወሃብ ዝጸንሐ`ኳ እንተኾነ፡ ኣብዚ ኣመሪካ ግን ንዓበይቲ ጥራሕ`ዩ ክወሃብ ጸኒሑ።

XS
SM
MD
LG