ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከንቲባ ከተማ ኦታዋ ካናዳ ህጹጽ እዋን ኣዊጆም


ከንቲባ ዋና ከተማ ካናዳ ኦታዋ ንእገዳታት ኮቪድ19 ብዝተቓወሙ ንምንቅስቃስ'ታ ዘልመሰ ሰልፊ ምክንያት ህፁፅ ግዜ ኣውጂጆም።

ከንቲባ ኦታዋ ጂም ዋትሰን እቲ ኣዋጅ ካብ ካልኦት ከባቢታትን ክፍልታት መንግስትን ሓገዝ ዘድሊ ምዃኑ ንምስማር እዩ ኢሎም።ኣገልግሎት ንምሃብ ነቲ ምምሕዳር ሓዱሽ ስልጣን ዝህብ እዩ።

ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣሽሓት ሰልፈኛታት ናብ ከተማ ኦታዋ ብምእታው ምስቶም ኣብኡ ዝፀንሑ ሰልፈኛታት ተፀንቢሮምዎም።

ናይ ‘’ፍሪደም ትራክ ኮንቨይ’’ካብ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ሓዊሱ ንናይ ሪፓብሊካዊያን መራሕቲ ደገፍ ስሒቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG