ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከንቲባ ከተማ ናይሮቢ ብክሲ ብልሽውና ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም


ከንቲባ ከተማ ናይሮቢ ማይክ ሶንኮ ገበን ብልሽውና ተጠርጢሮም ብፖሊስ ተኣሲሮም።ፖሊስ 3.5 ሚሊዮን ዶላር ኣጠፋፊኦም ኢሉዎም ኣሎ።

ካብ 2017 ከንቲባ ዋና ከተማ ብምዃን ኣብ ምግልጋል ዝርከቡ ሶንኮ ሎሚ ዓርቢ እዮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።

ኮሚሽን ፀረ ብልሽውና ኬንያ ናይ ህዝቢ ሃብቲ ዘሪፎም፣ ብዝብል ምርመራ ከካይድ ድሕሪ ምፅናሕ ብትእዛዝ ዓቃቢ ሕጊ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ቀይዱ ኣትዮም።

XS
SM
MD
LG