ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከተማ አዲስ አበባን ዋሽንግተን ዲሲን ስምምዕ ኣሕዋት ከተማታት አሓዲሰን ኣለዋ


ከተማ አዲስ አበባን ዋሽንግተን ዲሲን ስምምዕ ኣሕዋት ከተማታት አሓዲሰን ኣለዋ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:17 0:00

ብተወሳኺ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ብልምዲ ጋዜቦ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ከባቢ ዝርከብ አደባባይ አደባባይ ዋሽንግተን ዲሲ ተባሂሉ ክጽዋዕ ምውሳኑ ተፈሊጡ’ሎ።ካብቲ አደባባይ ናብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝወስድ መንገዲ ድማ ንዝኽሪ ኣብ አዲስ አበባ ምብጻሕ ብምክያድ ነዚ ዝተሓደሰ ስምምዕ ዝፈረማ ከንቲባ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ሙሪየል ቦውዘር ስም ክጽዋዕ ተወሲኑ’ሎ።

XS
SM
MD
LG