ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ተዳልዎም ዘላ ዝነፍራ ታክሲ


ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ተዳልዎም ዘላ ዝነፍራ ታክሲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:38 0:00

ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ተዳልዎም ዘላ ዝነፍራ ታክሲ

ውድድራት ኦሎምፒክ ክራማት 2028 ንምድላው እትቀራረብ ዘላ ከተማ ሎስ-ኣንጀሎስ፡ ነቲ ኣብታ ከተማ ዝርአ ጻዕቂ ትራፊክ ንምስጋር ኣብ ስራሕ ትርከብ። ተለምቲ ኣውጺኦሞ ብዘለዉ መደብ፡ ብላዕሊ ዝነፍራ ታክሲ ጌርካ ነቲ ሽግር ንምቅላላ’ዩ። እዚ መደብ እንታይ’ዩ ክመስልን ዘለዎ ብድሆታትን ዝምልከት ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG