ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከተማ ላሊበላ በዓል ልደት ንምኽባር ትዳለው ምህላው ተገሊጹ


ከተማ ላሊበላ
ከተማ ላሊበላ

ዕጡቓት ህወሓት ሒዞም ዝነበረ ከተማ ላሊበላ በዕል ልደት ንምኽባር ይዳሎእሎ ክብል መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።

ምኽትል ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዚምን ክልል ኣምሓራ ኣቶ ኤርምያስ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ በዓለ ልደትን ጥምቀትን ሓዊሱ ብዝደመቀ ኩነታት ንምኽባር ቅድመ ምድላዋት ይካየድ ምህላው ሓቢሮም።

ኣብዚ በዓላት ዝመጹ ሓደስቲን ነባራትን ዕዱማት በጻሕቲ ሃገርን ንምትእንጋድ ቅድመ ምድላዋት ተገይሩ'ሎ ምባሎም ሪፖርተርድምጺ ኣመሪካ ካብ ባህርዳር ሓቢራ'ላ።

XS
SM
MD
LG