ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦነግ ኣብ አዲስ አበባ ዝነበረ ቤት ጽሕፈቱ ዳግም ኸፊቱ


ግንባር ነጻነት ኦሮሞ አብ አዲስ አበባ ከባቢ ጉለሌ ዝነበረ ናይ ቀደም ቤት ጽሕፈቱ ሎሚ ድሕሪ 26 ዓመታት ብወግዒ ተኸፊቱ።

ምክፋት’ቲ ቤት ጽሕፈት እቲ ውድብ ምስ መንግስቲ ካብ ዝገበሮ ስምምዓት ሓደ ምኳኑ ተገሊጹ’ሎ።

ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ምስ ምኽባር ዜጋታት ዝሰርሑ ውድባት ሓቢሩ ንምስራሕ ድልው ምዃኑ ኣብቲ አጋጣሚ ገሊጹ’ሎ።

XS
SM
MD
LG