ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ 5ይ ፓትሪያርክ ቀቢኣ


ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትማሊ 13 ሰነ 2021 ኣብ ቤተ ክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ደብረጺዮን ቅድስቲ ማርያን ኣስመራ ሓሙሻይ ፓትሪያርክ ብክብ ዝበለ ማዕርግ ቀቢኣ።

ኣብቲ ቅዱሳን ጳጳሳት፡ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ዲፕሎማሰኛታት፡መራሕቲ ሃይማኖት ፡ዲያቆናትን ሊቃውንትን ወከልቲ ገዳማትን ኣብ ዝተረኽብሉ ዝተኻየደ ናይ ምቕባእ ስነስረዓት ብጹእ ኣቡነ ቆርሎስ ሓሙሻይ ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮይኖም ተሽይሞምን ቃለ መሓላ ፈጺሞምን።

ብካልእ ወገን ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝኾኑ አቡነ አንጦንዮስ ካብ መዝነቶም ተላዒሎም ኣብ ገዛ ማሕዩር ኣስታት 15 ዓመታት ምቑጻሮም ክግለጽ ምጽንሑ ይፍለጥ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ 5ይ ፓትሪያርክ ቀቢኣ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:42 0:00


XS
SM
MD
LG