ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ሓደስቲ ጳጳሳት ቀቢኣ

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ሓደስቲ ጳጳሳት ቀቢኣ
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ሓደስቲ ጳጳሳት ቀቢኣ

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ብሓሙስ 5 ነሓሰ,2021 ኣብ ዝተፈላለዩ ገዳማት ከገልግሉ ዝጸንሑ ሽዱሽተ ሓደስት ጳጳሳት ቀቢኣ።

እቲ ብመሪሕነት ብጹእ ውቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ 5ይ ፓትሪያርክ ኤርትራ ዝተኻየደ ስመተ ውተቀብኦ ፡ብሞት ዝተፈልዩ ብጹኣን ጳጳሳት ንምትካእን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዝተፈጥረ ሃጓፋት ንምምላእ ከምዝኾነ ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ሓደስቲ ጳጳሳት ቀቢኣ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:02 0:00

XS
SM
MD
LG