ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“እግዚኣብሄር ሃበ፡እግዚኣብሄር ወሰደ” ወላዲ ኣብራሪ ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ


ካፒቴን ያሬድ ጌታቸው
ካፒቴን ያሬድ ጌታቸው

ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ኣብ ከባቢ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጠንቂ ዝምርምር ኮሚተ ተመስሪቱ ስርሑ ከምዝጀመረ ሚንስትሪ መጉዓዝያ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ’ሎ።

ኣብቲ ከይዲ ምርመራ ዝካፈል ጉጅለ ምርመራ ካብ እስራኤልን ኣሜሪካን አዲስ አበባ ኣትዩ’ሎ።

ወላዲ ካፒቴን ያሬድ ጌታቸው (ኣብራሪ እታ ነፋሪት) ዶ/ር ጌታቸው ተሰማ ብዛዕባ ወዶምን ይዛረቡ።

ገለ ወለዲ፡ቤተሰብን ፈተውትን መወቲ ሎሚ እታ ነፋሪት ኣብ ወደቐትሉ ከባቢ ከምዝተራእዩ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ’ሎ።

ካልእ ኣብ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንኣስታት 40 ዓመታት ዘገልገሉ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጥሮታ ዝርከቡ ካፒቴን አንተሁነኝ ሞገስ ብዛዕባ’ቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን በረራ ነፈርቲን ተመክሮኦም ኣካፊሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG