ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እስራኤል ኣብ ሃገራ ዘለው ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ብዘይፍቓዶም ነናብ ሃገሮም ክትመልስ ዝሓንጸጸቶ መደብ ደው ከምዘበለቶ ገሊጻ


እስራኤል ኣብ ሃገራ ዘለው ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ብዘይፍቓዶም ነናብ ሃገሮም ክትመልስ ዝሓንጸጸቶ መደብ ደው ከምዘበለቶ ገሊጻ ይኹን ደአ እምበር ነቶም ኣስታት 40,000 ዝኾኑ ኣብ ሃገራ ዘለው ስደተኛታት ናይ ስደተኛ መሰል ክትህብ’ውን ፍቓደኛ ከምዘይኾነት ኣፍሊጣ’ላ።

XS
SM
MD
LG