ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እስራኤል ሳልሳይ ሃገራዊ ምርጫ ከተካይድ’ያ


እስራኤል ኣብ ታሪኻ ንፈለማ ግዜ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ንሳልሳይ ግዜ ምርጫ ክተካይድ እያ።ቀዳማይ ሚንስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ክስታት ብልሽውና ኣብ ዘጋጠሞም ዘሎ እዋንን ክልተ ዓበይት ፓርትታት’ታ ሃገር ጥሙር ሓይሊ ንምምስራት ብዘምስምማዖም እስራኤል ሳልሳይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ተገዲዳ’ላ።

ኣፈጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዩሊ ኤደልስተይን ክነሴት(ካቢነ እስራኤል) ክብተንን ሓዱሽ ምርጫ ክካየድን ኣዊጆም ኣለው።

XS
SM
MD
LG