ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እስራኤላዊያን ንመበል ሓሙሻይ ጊዜ ድምጾም ይህቡ


እስራኤላዊያን፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ዓመታት፣ ንሓምሻይ ጊዜ ኣብ ሃገራዊ ምርጫ የድምጹ ኣለው።

እዚ ምርጫ’ዚ፣ ቀ/ሚ ዝነበሩ ቤንጃሚን ኔታንያሁ ንምምራሕ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም ብቕዓት ዝውስን ከምዝኾነ’ውን ተንተንቲ ይዛረቡ።

ቀንዲ መወዳድርቶምን ናይ ቀ/ሚኒስትርነት ሕድሪ ዝተቀበሉን ያዪር ለፒድን በዓልቲ ቤቶምን ሎሚ ሰሉስ ኣብ ቴል ኣቪቭ ድምጾም ሂቦም ኣለው።

መራሒ ደምበ ተቃውሞን፣ ብገበን ብልሽውና ኣብ መስርሕ ሙግት ዝርከቡን ኔታንያሁ፣ ክሳብ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ወፍሪ ምረጹኒ ተጸሚዶም ነይሮም።

XS
SM
MD
LG