ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኤርትራ:4 መሃንድሳት ካብ ምልክት ናብ ጽሑፍ እትልውጥ ሶፍትወር ኣማዕቢሎም
ኣርባዕተ ምሩቓት ኮለጅ ምህንድስና ኢንስትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ ካብ ምልክት ናብ ጽሑፍ እትልውጥ ሶፍትወር ከም ዘማዕበሉ ይገልጹ።
እዛ ኣብ ፈላሚ ደረጃ ዘላ ማሺን ካብተን ዝቐደማ ናይ ዋጋን ካልእ ብልጫታትን ከም ዘለዋ ኣማዕበልታ ይሕብሩ።