ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፤ ኣዴታት ንደቀን ጸባ ጡብ ኣደ ብግቡእ ከም ዝምግባ ተገሊጹ


ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ኣሃዱ ስነ-መግቢ ሲስተር ኣምለሰት ሓጎስ
ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ኣሃዱ ስነ-መግቢ ሲስተር ኣምለሰት ሓጎስ

ልዕሊ 90 ሚእታዊት ኣዴታት ኤርትራ ንደቀን ብግቡእ ጸባ ጡብ ኣደ ከምዝምግባ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ኣሃዱ ስነ-መግቢ ሲስተር ኣምለሰት ሓጎስ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢራ።

ገለ ውሑዳት ኣዴታት ቅድሚ 6 ኣዋርሕ ንህጻናት ማይ ዝህባን ድሕሪ 6 ኣዋርሕ ምጥባው ዘቋርጻ ከምዘለዋ እዚ ከኣ ብሕክምና ቅቡል ከምዘይኮነ ኣነጺራ።

ኣብ ዝተፈላለየ ስራሕ ዝተዋፈራ ኣዴታት ብወገነን ኣብ ዝሰርሓሉ ትካላት ደቀን ንከጥብዋ ከምዝፍቀደለን ብምጥቃስ እዚ ድማ ስርሕን ብዘይ ስክፍታ ንክሰርሓ ከምዝሕግዘን ይገልጻ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኤርትራ፤ ኣዴታት ንደቀን ጸባ ጡብ ኣደ ብግቡእ ከም ዝምግባ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:01 0:00

XS
SM
MD
LG