ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ኣብ ፌስቲቫል ውርሻ ኣፍሪቃ መንጎምሪ ካውንቲ ትሳተፍ


ኤርትራ ኣብ ፌስቲቫል ውርሻ ኣፍሪቃ መንጎምሪ ካውንቲ ትሳተፍ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:40 0:00

ኣካል ክፍለ ግዝኣት መሪላንድ ዝኾነ መንጎመሪ ካውንቲ፥  ኣብ ከተማ ሲልቨር ስፕሪንግ ዘካይዶ ኣፍሪቃን ሀሪተጅ ማለት ውርሻ ኣፍሪቃ ዝሰየሞ ፈስቲቫል ኣብ ወርሒ መስከረም የካይድ። በዚ መሰረት ኤርትራ ዝሓለፈ ሰንበት 26 መስከረም  ንመጀመርያ ግዜ ኣብዚ ፈስቲቫል ተሳቲፋ ኔራ። ኣብቲ ንባህልን ኣነባብራን ዘላሊ መድረኽ ፥ብርክት ዝበሉ ሰበ-ስልጣን ኣመሪካ ተሳቲፎሞ ኔሮም።

XS
SM
MD
LG