ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኤርትራ : ኣብ ኣህጉራዊ መድረኽ ሽልማት ዝረኸበት ናይ ትግርኛ ፊልም
ብኤፍሬም ካሕሳይ(ወዲ ዃዳ) ተደሪሳ ዝተኣልየት ናይ ትግርኛ ፊልም “ዓለም ኣብ’ቲ ደብሪ” ኣብ ሂዩስተን፡ ፓሪስ፡ ስቶኮሎምን ካይሮን ናይ ፊልም ፈስቲቫላት ተወዳዲራ ዝተፈላለዩ ሽልማታት ረኺባ። ንደራሲን ኣላዪን እዛ ፊልም ስነ-ጥበበኛ ኤፍሬም ካሕሳይን ኣብታ ፊልም ብዝገበርዎ ኣበርክቶ ብውልቂ ሽልማት ንዝረኸቡ ስነ-ጥበበኛታትን ኣዘራሪብና ኣለና።