ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ተዓዊታ


ሎሚ ሕዳር 21 ኣብ ኤርትራ ዝጀመረ ቀዳማይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ: ኤርትራ ኣብ ክልቲኡ ጾታ ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።

ኣብቲ 18 ኪ .ሜ ዝሸፈነ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ቀዳመይቲ: ኢትዮጵያ ካልኣይቲ: ደቡብ ኣፍሪቃ ሳልሳይቲ ብምዃን ክዕወታ ከለዋ: 36 ኪ.ሜ ዝሸፈነ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ኤርትራ ቀዳመይቲ፡ሩዋንዳ ካልኣይቲ: ኢትዮጵያ ድማ ሳልሳይቲ ብምዃን ተዓዊተን ኣለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ተዓዊታ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:40 0:00

XS
SM
MD
LG