ኣስመራ —
ኤርትራ ንፈላማ ጊዜ ዋንጫ ቅድድም ብሽኽለታ ኣፍሪቃ ከተተአናግድ’ያ። እቲ ዓለምለኸ ማሕበር ብሽክለታ ኣፍልጦ ዘለዎ ውድድር ካብ 21 ክሳብ 25 ሕዳር ክካየድ’ዩ።
አብቲ ውድድር ዝሳተፉ አባላት ዝተፈላለዩ ጋንታታት ካብ ሶኑይ ጀሚሮም ኣስመራ ዝኣተው ክኮኑ ከለው እቲ ውድድር ድማ ሎሚ ምሸት ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ብወግዒ ተኸፊቱ’ሎ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available